Kinderen (5-12) ካብ 5 ክሳብ 12 ዝዓመቶም ቆልዑ

Home/Onderwerpen ኣርእስቲታት/Kinderen (5-12) ካብ 5 ክሳብ 12 ዝዓመቶም ቆልዑ

ቆልዑ (ካብ 5 ክሳብ 12 ዓመት)
ካብ 4 ዓመት ጀሚሩ/ራ ውልድኩም ናብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ምኻድ ይከኣል። መብዛሕትኦም ቆልዑ ኣብ’ዚ ክልል ዕድመ እዚ ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸዱ ድልየት ኣለዎም። ካብ 5 ዓመት ንላዕሉ ዝዕድሚኡ ውላድኩም ናብ ቤት ትምህርቲ ናይ ምኻድ ግዴታ ኣለዎ። ስለ’ዚ ናብ መባእታ ቤት ትምሀርቲ ክ(ት)ኸይድ ኣለዎ ወይ ኣለዋ። ኣብ መባኣታዊ ቤት ትምህርቲ፣ ናይ መንእሰያት ጥዕናዊ ክንክን፣ ናይ ቤት ብትምህርትቲ ሓኪምን ነርስን ናይ ውላድኩም ዕብየትን ምዕባለን ይከታተሉ።

Kinderen (5-12 jaar)
Vanaf 4 jaar mag uw kind naar de basisschool. De meeste kinderen willen op die leeftijd graag naar school. Vanaf 5 jaar is uw kind leerplichtig, dan moet het naar de basisschool. Op de basisschool volgt de jeugdgezondheidszorg, de schoolarts en de schoolverpleegkundige de groei en ontwikkeling van uw kind.

Vaccineren bij kinderen van 4 tot 12 jaar ክታበት ንካብ 4 ክሳብ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት

2018-02-05T14:41:18+01:00
Vaccineren bij kinderen van 4 tot 12 jaar ክታበት ንካብ 4 ክሳብ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት2018-02-05T14:41:18+01:00